Settlement Supports
Children & Youth Programs
Mental Health Supports
Women's Circle
Virtul Tutoring
Tax Clinic
ኣፍልጦ መሬት
ዕዮና ኣብቲ ዘይተወፈየን ኢዱ ዘይሃበን ዞባ ናይቲ ኣብዚ ህላወኡ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ ዝጸንሐ ህዝቢ ኣኒሺናበ ኣልጎንኲን ከም ዝካየድ ብኣኽብሮት ኣፍልጦ ንህበሉ ኢና። ንዅሎም ቀዳሞት ኣህዛብ ኢኑይትን ሜቲስን ስለቲ ዝሓለፈን ህሉውን ኣብዛ ሃገር ዝገበርዎ ኣበርክቶ ኣፍልጦ ንህቦምን ነኽብሮምን ኢና።
ኣብ ማእከል መሃሪ ናይ ሓቂ ማሕበረሰብ ምህናጽ ምስ ቀዳሞት ህዝብታት እዛ ሃገር ዕርቂ ዘጠቓልል ኢዩ ኢልና ኢና እንኣምን። ንሓድነት ዘሎና ቘራጽነት ማለት ምስ ማሕበረሰብ ደቀባት ብምትሕብባር ምዕያይ ከምኡውን ነቲ ኣብ መንጎ ደቀባትን ሓደስቲ ማሕበረሰባትን ዘጋጥሞም ሓባራዊ ታሪኽ ናይ ምግዓዝን ተጻዋርነትን ስርዓታዊ ዕንቅፋታትን ኣፍልጦ ምሃብ ማለት እዩ።
እቲ ንቕድሚት ዚወስድ መገዲ ኣብ ሓቅን ኣኽብሮትን ሓባራዊ ስጕምትን እተመስረተ ኪኸውን ከም ዘለዎ ኣፍልጦ ብምሃብ ኣብ መሻርኽቲ ደው ኢልና ኣሎና።
ተልእኾና
ተልእኾ ማእከል መሓሪ ኣብ መርትዖታትን ማሕበረሰብን እተመስረተ ድሕንነት እቶም ኣብ ኦታዋ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዘደንፍዕን ዘመሓይሾን ኣብ ባህላውን ቋንቋውን መልህቕ እተመስረተ ፕሮግራማትን ኣገልግሎታትን ምሃብ እዩ። ማእከል መሃሪ መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽን ንሓደስቲ ዝመጹ ሰባት ዘድልዮም ሓበሬታን ሃብትን ንምድላው ድሕንነትን ምቕባልን ሃዋህው ይፈጥር።
The Genesis of Mehari Centre
The Mehari Centre was born out of a pressing need to support the Eritrean community in Ottawa. Over the past decade, Eritreans have become one of the largest groups of resettled refugees in Canada, with more than 60,000 individuals seeking new beginnings since 2015. Despite this significant presence, culturally and linguistically relevant settlement programs are scarce, leaving many without the necessary support to thrive in their new environment.
ተልእኾና
ተልእኾና
ተልእኾ ማእከል መሓሪ ኣብ መርትዖታትን ማሕበረሰብን እተመስረተ ድሕንነት እቶም ኣብ ኦታዋ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዘደንፍዕን ዘመሓይሾን ኣብ ባህላውን ቋንቋውን መልህቕ እተመስረተ ፕሮግራማትን ኣገልግሎታትን ምሃብ እዩ። ማእከል መሃሪ መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽን ንሓደስቲ ዝመጹ ሰባት ዘድልዮም ሓበሬታን ሃብትን ንምድላው ድሕንነትን ምቕባልን ሃዋህው ይፈጥር።
ራእይና
ራእይና
ራእይ ማእከል መሓሪ ኣብ ኦታዋ ሓፈሻዊ ጥዑይ ብልጽግናን ስኒት ዘለዎን ማሕበረሰብ ኤርትራ ንምምዕባል እዩ።
Support Our Community
Your donations are vital in providing essential settle supports to the Eritrean community in Ottawa. Contributions directly sustain our programs, providing essential resources and services that help newcomers integrate and thrive. With your support, we can continue to offer settlement services, educational workshops, and community initiatives that foster growth and resilience.






